ቡሉፃት ተፃወቲ ክዕሶ እግሪ ጋንታታት ኣዉሮፓ 2016/17

መቐለ ነሓሰ 10/2009(ድወት) ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ኣውሮፓ ናይዚ ዓመት 10 ቡሉፃት ተፃወቲ ዕላዊ ጌይሩ።

እዞም ተፃወቲ ኣብ 2016/17ዓምፈ ብሉፅ ምንቅስቃስ ዝነበሮም እዮም።

ብመሰረት እዚ

1.ክርስትያኖ ሮናልዶ ፖርቹጋል ርያልማድሪድ

2.ልዮኔል መሲ ኣርጀንቲና ባርሴሎና

3.ጂያንሎጂ ቡፎን ጣልያን ጂቬንቱስ

4.ሉካ ሞድሪች ክሮሽያ ርያልማድሪድ

5.ቶኒ ክሩስ ጀርመን ርያልማድሪድ

6.ፓዉሎ ዲባላ ኣርጀንቲና ጂቬንቱስ

7.ሰርጂዮ ራሞስ ስፔን ርያልማድሪድ

8.ክሊያን ምባቴ ፈረንሳይ ሞናኮ

9.ሮቦርት ሉዋንዶዉስኪ ባየር ሙኒክ

10.ዠላታን ኢብራሂሞቪች ስዊድን ማንቸስተር ዩናይትድ

እንትኾን ኣብ ቻምፕዮንስ ሊግ ኣዉሮፓ ብሉፅ ምንቅስቃስ ዝነበሮም ብሉፃት ተኸላኸልቲ ኣጥቃዕቲ ተፃወቲ ማእኸልን ሓለውቲ ማዕፆን እዉን ክሕረዩ እዮም።

ክርስትያኖ ሮናልዶን ልዮኔል መሲን ነፍሲ ወከፍ ከክልተ ግዜ እዚ ሽልማት ዝተዓወቱ ኮይኖም ክርስትያኖ ሮናልዶ ንሳልሳይ ግዘ ክዕወት እዩ ዝብል ግምት ተቀሚጡ ኣሎ።

ማሕበር ክዕሶ እግሪ ኣዉሮፓ በቢዓመቱ ኣብ ኣባል ሃገራት ኣቲ ሕብረት ንዝፃወቱ ከም ዝሽልም ይፍለጥ። ፍልፍል ቢቢሲ ስፖርት