ኣብ መበል 11 ሰሙን ግጥማት ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት መቐለ ከነማን.....

መቐለ ጥሪ 29/2009(ድወት) ኣብ መበል 11 ሰሙን ግጥማት ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት መቐለ ከነማን ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራትን ዓወት ብምምዝጋብ መሪሕነተን እንተጠናኸራ ስሑል ሽረ ምስ ሓወልቲ ኣኽሱም ዘካየድኦ ፀወታ ብማዕረ ውፅኢት 1ን1 ተዛዚሙ ኣሎ።

 መቐለ ከተማ 1……..0 ኢትዮጵያ መድን
 ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓድግራት 1……..1 ኢትዮጵያ ውሃ ስፖርት
 ስሑል ሽረ 1………….1 ሓወልቲ ኣኽሱም
 ስሉልታ ከተማ 1………. 1 ወሎ ኮምቦልቻ
 ሰበታ ከተማ 0 ………..0 ባህርዳር ከተማ
 ቡራዬ ከተማ 1 …………..0 ኣማራ ውሃ ስራ

ደረጃ

1. ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓድግራት…..29
2. መቐለ ከተማ…………………………..25
3. ባህርዳር ከተማ……………………….17
4. ቡራዬ ከተማ…………………………..16
5. ኢትዮጵያ መድን…………………….15
6. ኣማራ ውሃ ስራ……………………….15
7. ስሑል ሽረ……………………………..14
8. ኣዲስ ኣበባ ፖሊስ…………………...13
9. ኣኽሱም……………………………….…12