ተጋዳሊት ሮማን ገ/ስላሴ።

ሓምለ 17/2007(ድ.ወ.ት)ኣብ ህዝባዊ ቃልሲ ህወሓት ብሓዊ ተፈቲነን ካብ ዝወፃ ደቂ ኣንስትዮ ሓንቲ እያ። ተጋዳሊት ሮማን ገ/ስላሴ።
ጭቆና ደቂ ኣንስትዮ ዝፍታሕ ናይቲ ሕብረተሰብ ጭቆናን ድኽነትን እንትፍታሕ እዩ።ዲሞክራሲ እትዕብብ እዩ።
ድኽነትን ፀረ ዲሞክራስን ኣብ ዝዓሰለሉ ዓዲ ኮይንካ ማዕርነት ምርግጋፅ ኣይካኣልን ።
ድኽነትን ፀረ ዲሞክራሲ ስርዓትን ምጥፋእ እቲ ቀንዲ ማዕርነት ዝረጋገፀሉ መንገዲ እዩ። ብዝብል ጨቋኒ ስርዓት ደርጊ ንምቅላስ በረኻ ወፂአ።
ተጋዳሊት ሮማን ገ/ስላሴ
ተጋዳሊት ሮማን ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብውድብ ሕወሓትን መንግስትን ዝተዋህባ ሓላፍነት ብዝግባእ ፈፄማ ሕዚ እውን ኣብ ምፍፃም ትርከብ።
ተጋዳሊት ሮማን ገ/ስላሴ
ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ኣብ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ብማዓርግ ሚንስትር ተፀዋዒት መንግስቲ እያ።
ተጋዳሊት ሮማን ገ/ስላሴ ኣብዚ ወርሒ እዚ ምስ ደወት ፉሉይ ቃለ መሕተት ኣካይዳ ኣላ።
ተጋዳሊት ሮማን ገ/ስላሴ ምስ ድ/ወ/ት አብ ዝገበረቶ ቃለ መጠየቅ ;
ደቂ አንስትዮ ብሕገ መንግስቲ ዝተውሃበን መሰል አብ ምጥቃም ከመይ ክግለፅ ይክእል ?
ደቂ አንስትዮ ብኩለ መዳይ ተጠቀምቲ ንምግባር ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ከመይ ይግለፅ ?
አብ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ዝርከቡ ቀወምቲ ኮሚቴታት ቀንዲ ተግባሮም እንታይ ?
አብ ዝብሉን ካልኦትን ቃለ መጠይቅ አካይደና አለና ::
1ይ ክፋሉ ከምዝዝስዕብ ክቀርብ እዩ ንክትከታተሉ ብክብሪ ንዕድም
2ይ ክፋሉ ከምዝ ዝስዕብ ክቀርብ እዩ ንክትከታተሉ ብክብሪ ንዕድም
1ይ ክፋል አብ ቃለ መጠይቅ አብዚ ተዛዚሙ
2ይ ክፋል አብ ተመሳሳሊ ሰዓት ሒዝና ክንቀርብ ኢና
ምስ ሬድዮ ድ/ወ/ት ቃለ መጠይቅ ንዝገበረት ተጋዳሊት ሮማን ገ/ስላሴ ብሽም ሰማዕቲ አዚና ነመስግን
ምስ ሰላምታ