መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ለዕሊ መጋጥምታ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ንባዶ ተዓዊታ

መቐለ 20 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም(ድምፂ ወያነ) ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታድየም ትግራይ ተኻይዱ።

ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ ሓምሻይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፥ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ለዕሊ መጋጥምታ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት 1 ንባዶ ተዓዊታ።

ኤፍቢሲ