ባንኪ ወጋገን ሪጅን ሰሜን ምስ ጋንታ መቐለ ስምምዕ ስፖንሰር ሽፕ 8 ሚልየን ብር ተፈራሪሙ

ባንኪ ወጋገን ሪጅን ሰሜን ምስ ጋንታ መቐለ ስምምዕ ስፖንሰር ሽፕ 8 ሚልየን ብር ተፈራሪሙ።

እቲ ውዕሊ ን ሰለስተ ዓመታት ዘፀንሕ እንትኾን እታ ጋንታ ተወሳኺ ኣታዊ ክትረክብን ህዝባዊ መሰረት ክትሕዝን ዘስርሕ እዩ ተባሂሉ።

fana