ቑጠባዊ ዕብየት ትግራይ ኣብቲ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ብ10.7 ሚኢታዊ ንክዓቢ ፃዕሪ ክግበር እዩ ድማ ኢሎም። ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል።