ኣይተ ጌታቸው ነዚ ዝገለፁ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ኣላማጣ ይካየድ ኣብዘሎ ኮንፈረንስ ምርግጋፅ ሰላምን ልምዓትን ህዝቢ’ዩ።