ምክፋት ዶብ ኢትዮፐ ኤርትራ ትርጉም ሰላም ዘንፀባረቐ’ዩ

መቐለ 02 መስከረም 2011(ድወት) ኣብ ዶብ ኢትዮ ኤርትራ ዝተከበረ በዓል ሓድሽ ዓመት ትርጉም ሰላም ልዕሊ ቃላት ምኳኑ ዘመስከረ’ዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ።

እቲ ኩነታት ድሌት ሰላም ክልቲኡ ህዝቢ ከምኡ’ውን ምድልላይ ክልቲኡ ወገን ዝተንፀባረቀሉ ምንባሩ ሓቢሮም።

በዓል ሓድሽ ዓመት ሰንደቅ ዓላማ ክልቲአን ሃገራት ብማዕረ ዝተንበልበለሉ ድሙቅ ምንባሩ ተዛሪቦም።