ውድድር ኣትሌቲክስ ድያመንድ ሊግ 2018 ኣብ ዶሃ ኳታር ትማሊ ምክያድ ጀሚሩ።

መቐለ ሚያዝያ 27/2010(ድወት) ብ1500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ

1ይቲ. ካስተር ሲሚንያ ደቡብ ኣፍሪካ

2ይቲ. ጃፕኮስጊይ….ካብ ኬንያ

3ይቲ. ሃብቶም ኣለሙ…ኢትዮጵያዊት

4ይቲ. በሱ ኣዶ…ኢትዮጵያዊት

5ይቲ.ኣልማዝ ሳሙኤል….ኢትዮጵያዊት

6ይቲ.ጉዳፍ ፀጋይ…ኢትዮጵያዊት

ብ3000 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ

ካብ ቐዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ኬንያውያን ኣትሌታት እንትዕወታ ለተሰንበት ግደይ ሓምሻይቲ ኾይና ውድድራ እንትዛዝም 7ይን 8ይን መስከረም ማሞን በየኑ ደገፉ ክወፃ ኽኢለን እየን።

ፈትየን ተስፋይ መበል 11 ደረጃ ከምኡውን ኣበራሽ መናሰዎ መበል 13 ደረጃ ኾይነን ውድድረን ዛዚመን።