መበል 18 ሰሙን ግጥማት ፕሪመሪሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ሮቡዕ ፀወታታት ተኻይዶም።

መቐለ መጋቢት 27/2010(ድወት)

 ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ንሲዳማ ቡና ዝገጠመት ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት 2ን1 ተሳዒራ።

 ንወልዋሎ ኣሳሪ ኣልማህዲ (26) ፈላመይቲ ሽቶ ኣቑፂሩ እዩ

 ሲዳማ ቡና ባዩ ገዛሃኝ (54)

 ኣዲስ ግደይ (49) ብዘቑፀሩወን ሽቶ ተሓጊዛ እያ ዓወት ኣመዝጊባ።

ኣብ ካልኦት ግጥማት

• ኢትዮ ኤሌከትሪክ ንኣርባምንጭ……1ን0

• ሀዋሳ ከተማ ንደደቢት ……………………1ን0

• ድሬዳዋ ከተማ ንወልድያ…………………2ን0

• ኢትዮጵያ ቡና ንመከላከያ……………….2ን0

• ፋሲል ከተማ ምስ ጅማኣባጅፋር………..0ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላለየን።

ብሓፈሻ ንግጥማት ፕሪመሪሊግ ኢትዮጵያ

1ይቲ. ደደቢት………………...32

2ይቲ. ኢትዮጵያ ቡና………..29

3ይቲ. ጅማ ኣባጅፋር………….29

4ይቲ. ጋንታ ከተማ መቐለ……..28 ሓደ ተመዓራራይ ምስ ቅዱስ ጊዮርጊስ

45 ደቂቃ ምስ ወልዋሎ ዝካየድ ግጥም ይተርፋ እዩ።

5ይቲ. ቅዱስ ጊዮርጊስ………….…27

• ወልዋሎ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ብ16 ነጥቢ 15 ደረጃ ትርከብ። 45 ደቂቃ ምስ ጋንታ ከተማ መቐለ ዝካየድ ግጥም ይተርፋ እዩ።