ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዱባይ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ዓወት ቐኒእዎም

መቐለ ጥሪ 18/2010(ድወት) ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዱባይ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ዓወት ቐኒእዎም

ብደቂ ተባዕትዮ
1. ሞስነት ገረመው ኢትዮ- 2:04:00
2. ሉኡል ዮውሃንስ ኢትዮ- 2:04:02
3. ታምራት ቶላ ኢትዮ- 2:04:06
4. ኣሰፋ መንግስቱ ኢትዮ- 2:04:06
5.ሲሳይ ለማ ኢትዮ- 2:04:08
6. ብርሃኑ ለገሰ ኢትዮ- 2:04:15
7. ሰይፉ ቱራ ኢትዮ- 2:04:44
8. የኔው ኣላምረው ኢትዮ- 2:08:56
9. ሞኳንንት ኣየነው ኢትዮ- 2:09:10
10. ብርሃኑ ተሾመ ኢትዮ- 2:10:27
12. ሄርፔሳ ረጋሳ ኢትዮ- 2:13:20
13. ኩማ ተረቻ ኢትዮ- 2:13:28
ብደቂ ኣንስትዮ
1. ሮዛ ደረጀ ኢትዮ- 2:19:17
2. ፈይሳ ታደሰ ኢትዮ- 2:19:30
3. የብርጓል መለስ ኢትዮ- 2:19:36
4. ወርቅነሽ ደገፉ ኢትዮ- 2:19:53
5. ሃፍታምነሽ ተስፋይ ኢትዮ- 2:20:13
6. ገለቴ ቡርቃ ኢትዮ- 2:20:45
7. ዲራ ዲዳ ኢትዮ 2:21:45
9. ሰንበሬ ተፈሪ ኢትዮ 2:24:11
10. ሙልየ ደቀቦ ኢትዮ 2:26:52
11. ገነት ያለው ኢትዮ 2:27:46
12. ኣዝመራ ኣብርሃ ኢትዮ2:28:12
13. ተስፋነሽ መርጋ ኢትዮ 2:32:47

ፍልፍል- dubai.mikatiming
ቐዳማይ ንዝወፁ ኣትሌታት ነብሲ ወከፎም 250ሽሕ ዶላር ተበርኪትሎም።