ጅግና ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ተዓዋቲት ቺካጎ ማራቶን ኣሜሪካ ኾይና።

መቐለ መስከረም 29/2010(ድወት) ብርክት ዝበሉ ፍሉጣት ኣትሌታት ዓለም ኣብ ዝተሳተፍሉ ውድድር ጥሩነሽ ብኽልተ ስዓትን 18 ደቒቓን 31 ሰከንድን እያ ቐዳመይቲ ኾይና ተዓዊታ።

ኣብቲ ንሕንሕ ብምዕዋታ ድማ 100ሽሕ ዶላር ተሸላሚ እያ።

ብደቂ ተባዕትዮ ኣሜሪካዊ ጋለንሩፕ ተዓዊቱ እዩ።