ሓዱሽ ርእቶ ይሃቡ

ኣብ ዓለም ጥዑይ ዝተብሃለ ልቢ ተረኺቡ…..

ኣብ ዓለም እቲ ጥዕንኡ ዝሓለወ ልቢ ኣበይ ይርከብ ኢሎም ሓቲቶም ይፈልጡ ዶ?

ተመራመርቲ ኣብ ዓለምና እቲ ጥዕንኡ ዝሓለወ ልቢ ኣብ ቦሊቪያ ኣብ ዝነብሩ ትስማን ዝተብሃሉ ሰባት ከምዝርከብ ይገልፅ መፅናዕቲ ሜዲካል ጋዜጣ ብሪታኒያ ላንሴት።

ኣብዞም ማሕበረሰብ ዘሎ ዘሎ ኩነታት አዝዩ ዝተፈለየን ኣመጋግብኦም’ውን ካብቲ ሐዚ ዘሎ ሕብረሰተብ ዓለም ከምዝፍለን እቶም ተመራመርቲ ይገልፁ።

ኣብዚ ኣስታት 16ሽሕ ሰባት ኣብ ሃደን፣ ምዝፋፍ ዓሳን ዝመሓደሩ ኣብ ቆላ ከባብታት ቦሊቪያ ዘሎ ደኒ ኣማዞን።

ሜላ መነባብረኦም ቅድሚ ስልጣነ ደቂ ሰባት ምስ ዝነበረ መነባብሮ ከምዝመሳሰል እቶም ተመራመርቲ ይገልፁ።

17ሚኢታዊ ኣመጋግበኦም ኣካላዊ ምንቅስቓስ ኾይኑ ሓሰማ በረኻ’ውን ከምዝምገቡ ዝገለፀ እቲ መፅናዕቲ፤ 7ሚኢታዊ ምግቦም ጨዋማ ዓሳ ከምዝኾነ ድማ ይገልፅ።

መብዛሕትኡ ስድራ ብሕርሻ ዝመሓደር ኾይኑ ስኳር ድንች፣ ሩዝ፣ ሙዝን ዕፉንን የፍሪ።
ተወሳኺ የንብቡ: http://www.bbc.com/news/health-39292389