ሓዱሽ ርእቶ ይሃቡ

ምኽባር ልዕልነት ሕጊ ናብ ድርድር ኣይኣቱን - ጠቅላይ ዓቃቢ ሕጊ…….

መቐለ 06 ለካቲት 2012(ድወት) ንድሕንነት ሃገር ክበሃል ካብ ሐዚ ንዳሓር ኣብ ዝኾነ ይኹን ተግባራት ገበን ንዝሳተፉ ኣካላት ከምዘይዕገስ ጠቕላይ ዓቃቢ ሕጊ ፌደራል ገሊፁ።

ጠቕላይ ዓቃቢ ሕጊ ፌደራል ልዕልነት ሕጊ ምኽባር ናብ ድርድር ዝቐርብ ጉዳይ ከምዘይኮነ እዩ ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ ዘሎ።

ስለዝኾነ ድማ ንድሕንነት ሃገርን ህልውና ህዝብን ክበሃል ካብ ሓዚ ንዳሓር ኣብ ዝኾነ ይኹን ተግባራት ገበን ንዝሳተፉ ኣካላት ከምዘይዕገስ ፅኑዕ መርገፂ ተታሒዙ ኣሎ ክብል ኣተሓሳሲቡ።