ሓዱሽ ርእቶ ይሃቡ

ንሻብዓይ ዓመት ህንፀት ዓቢ ግድብ ህዳሰ ምኽንያት ብምግባር ዝካየድ ፅዋዕ ህዳሰ ተጀሚሩ።

መቐለ ለካቲት 30/2010(ድወት) ኣብዚ ኣርባዕተ ዓበይቲ ጋንታታት ፕሪመር ሊግ ኢትዮጵያ ዝሳተፋሉ ዘለዋ ንሕንሕ።

ትማሊ ሲዳማ ቡና ንደደቢት 2ን0 እንትስዕር

ኻልኣይ ፀዋታ ቡና ምስ ኢትዮ-ኤሌክትሪክ ክትገጥም እያ።
ካብ ኽልቲኤን ዝተዓወተት ጋንታ ድማ ሰንበት ንፍፃመ ምስ ሲዳማ ክትገጥም እያ።

እዚ ውድድር ሎሚ ዘበን እንትካየድ ንሓምሻይ ግዜ እዩ።