ሓዱሽ ርእቶ ይሃቡ

7ይ ሰሙን ግጥማት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ብዝካየዱ ኽልተ ግጥማት ክቕፅል እዩ።

መቐለ ታሕሳስ 06/2010(ድወት) ሃዋሳ ከተማ ምስ ድሬዳዋ፣ ደደቢት ምስ ሲዳማ ቡና ፅባሕ ቐዳም ኣብ ተመሳሳሊ 9:00

ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ምስ መከላከያ፣ ወላይታ ድቻ ምስ መቐለ ከተማ

ወልድያ ምስ ኢትዮ-ኤሌክትሪክ፣ ኣዳማ ከተማ ምስ ፋሲል ከተማ ሰንበት 9:00

ቅዱስ ግዮርጊስ ምስ ኣርባምንጭ ድማ ስዓት 11:30 ክራኸባ እየን