ውፅኢት 10ይ ክፍሊ ፈተና ተለቂቁ
መቀለ ጳጉሜን 03/2007 (ድወት) ሃገራዊ ኤጀንሲ ምዘና ትምህርቲን ፈተናን ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 10ይ ክፍሊ ዕላዊ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ፡፡
እቶም ተምሃሮ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ብሞባይሎም ኣቢሎም ናብ 8181፣RTA ኢሎም መለለይ ቁፅሮም ብምእታው ውፅኢቶም ብነፃ ምርኣይ ከምዝኽእሉ ተሓቢሩ፡፡
ከምኡ’ውን ብመርበብ ሓበሬታ እቲ ኤጀንሲ WWW.nae.gov.et ብምእታው ምርኣይ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ 2007ዓ.ም 991ሽሕ ተምሃሮ ዝተፈተኑ ኮይኖም 669ሽሕን 732 ክልተ ነጥቢን ልዕሊኡን ዝረኸቡ ኮይኖም ካብዚኦም 14ሽሕ ተምሃሮ ኣርባዕተ ነጥቢ ከምዝረኸቡ እቲ ኤጀንሲ ኣፍሊጡ፡፡
Comments
8181 RTN 0916106
SEREKI MELAKU (not verified) - 09/09/2015 - 03:57
Byzakum gurud zbhal seb sumu
Brhane kab mekelle (not verified) - 09/09/2015 - 04:02
0152905
samrawit birara (not verified) - 09/09/2015 - 05:41
ውፅኢት አረካክቡ ጠፊኡና እስኪ ሃቡርልና።
ተስፋማርያም ገ/ማርያም (not verified) - 09/09/2015 - 06:27
0234385
osman (not verified) - 09/09/2015 - 07:45